ሀ6-ለ
ሰሌዳ፦ ኣብ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበሩ ነብያትን ነገስታትን (2ይ ክፋል)
ነገስታት እታ ደቡባዊት መንግስቲ (ዝቐጸለ)
777 ቅ.ክ.
ዮታም፦ 16 ዓመት
762
ኣሓዝ፦ 16 ዓመት
746
ህዝቅያስ፦ 29 ዓመት
716
ምናሴ፦ 55 ዓመት
661
ኣሞን፦ 2 ዓመት
659
ዮስያስ፦ 31 ዓመት
628
ዮኣሓዝ፦ 3 ወርሒ
ዮያቂም፦ 11 ዓመት
618
ዮያኪን፦ 3 ወርሕን 10 መዓልትን
617
ጼዴቅያስ፦ 11 ዓመት
607
የሩሳሌምን ቤተ መቕደሳን ኣብ ትሕቲ ነቡካድነጻር ብዝነበረ ሰራዊት ባቢሎን ጠፍኣ። እቲ ኻብ መስመር ወለዶ ዳዊት ናይ መወዳእታ ምድራዊ ንጉስ ዝዀነ ጼዴቅያስ ካብ ዝፋኑ ወረደ
ነገስታት እታ ሰሜናዊት መንግስቲ (ዝቐጸለ)
ከ. 803
ዘካርያስ፦ ተመዝጊቡ ዚርከብ ግዝኣቱ 6 ወርሒ ጥራይ እዩ
ዘካርያስ ብእተወሰነ መጠን ኪገዝእ ጀመረ፣ ክሳዕ ከ. 792 ግና ንግስናኡ ምሉእ ብምሉእ ኣይጸንዓሉን ነይሩ ኪኸውን ኣለዎ
ከ. 791
ሻሉም፦ 1 ወርሒ
ከ. 780
ጴቃሕያ፦ 2 ዓመት
ከ. 778
ጴቃሕ፦ 20 ዓመት
ከ. 758
ሆሼዓ፦ 9 ዓመት ካብ ከ. 748
ከ. 748
ኣብ ከ. 748 ግዝኣት ሆሼዓ ምሉእ ብምሉእ ዝጸንዐ ወይ ምናልባት ደገፍ እቲ ንጉስ ኣሶር ዝነበረ ቲግላት-ጲሌሰር ሳልሳይ ዝረኸበ ይመስል
740
ኣሶር ንሰማርያ ስዒራ ንእስራኤል ተቘጻጸረታ፣ እታ ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመት ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኤል ጠፍአት
-
ዝርዝር ነብያት
-
ኢሳይያስ
-
ሚክያስ
-
ጸፎንያስ
-
ኤርምያስ
-
ናሆም
-
ኣንባቆም
-
ዳንኤል
-
ህዝቅኤል
-
ኦብድያ
-
ሆሴእ