ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሕቶ 9

ደቂ ሰብ መከራ ዚወርዶም ስለምንታይ እዩ፧

“ፈጣናት ኣብ ቅድድም ወትሩ ኸም ዘይዕወቱ፡ ሓያላት ድማ ኣብ ውግእ ወትሩ ኸም ዘይስዕሩ፡ ጥበበኛታት ከኣ ምግቢ ወትሩ ኸም ዘይረኽቡ፡ ኣስተውዓልቲ ድማ ሃብቲ ወትሩ ኸም ዘይረኽቡ፡ ፈላጣት እውን ኣሳልጦ ወትሩ ኸም ዘይረኽቡ ረኣኹ፣ ከመይሲ፡ ንዅሎም ግዜን ኣጋጣምን የጓንፎም።”

መክብብ 9:11

“ከምቲ ብሓደ ሰብ ሓጢኣት ናብ ዓለም ዝኣተወ፡ ብሓጢኣት እውን ሞት፡ ኵላቶም ስለ ዝሓጥኡ ድማ ሞት ናብ ኵሉ ሰብ ሓሊፉ ኣሎ—።”

ሮሜ 5:12

“ወዲ ኣምላኽ ከኣ ግብሪ ድያብሎስ ምእንቲ ኼፍርስ እዩ እተጋህደ።”

1 ዮሃንስ 3:8

“ብዘላ ዓለም . . . ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር እቲ እኩይ ምህላዋ ንፈልጥ ኢና።”

1 ዮሃንስ 5:19