ንቕሑ! መጋቢት 2015 | ኣምላኽ ኣሎ ድዩ፧ ብዛዕባ እዚ ምፍላጥካ ዚጸልወካ ብኸመይ እዩ፧
ስፍሓት እቲ መልሲ ኼገርመካ ይኽእል እዩ።
ገበር
ኣምላኽ ኣሎ ድዩ፧ ብዛዕባ እዚ ምፍላጥካ ዚጸልወካ ብኸመይ እዩ፧
ነቲ ብዙሓት ሰባት ከም ኪምለስ ዘይክእል ወይ ከም ዘየገድስ ገይሮም ዚርእይዎ ሕቶ፡ መልሱ ኽትፈልጦ ኣገዳሲ ድዩ፧
ከመይ ይመስል ነበረ፧
ንኽፍልታት ዓለም ዝመቓቐለ ኣዋጃት
ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ኻብ ዘለዋ ሃገራት፡ ኣብ ብራዚል ጥራይ ብቐንዱ ፖርቱጋልኛ ዚዝረብ ስለምንታይ እዩ፧
ጽሩይ ኣየርን ብርሃን ጸሓይን—ባህርያዊ “ጸረ ነፍሳት”
ዘመናዊ ስነ ፍልጠት፡ ንልክዕነት እቲ ኣብ 1800ታት እተገብረ መጽናዕቲ ዜረጋግጽ እዩ።
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ጽፉፍን ጽሩይን ኩን
የሆዋ ንዅሉ ኣብ ቦቦታኡ እዩ ዚገብሮ። ንስኻ እውን ብኸመይ ጽፉፍን ጽሩይን ክትከውን ከም እትኽእል ተምሃር።