ግምቢ ዘብዐኛ ጥሪ 2014 | ሞት መወዳእታ ዅሉ ድዩ፧

ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ ሞት ኪዛረቡ ኣይደልዩን እዮም። ከይሞቱ ኺነብሩ እዮም ዚደልዩ። ሞት ኪሰዓር ይኽእል ድዩ፧

ገበር

መንደፍ ሞት

ውዒሉ ሓዲሩ ዅላትና ኻብ ሞት ኣይነምልጥን ኢና። እቲ ዜሳቒ መንደፍ ሞት ንብዙሓት ሰባት መልሲ ንኺደልዩ ደሪኽዎም እዩ።

ገበር

ደቂ ሰብ ንኸይሞቱ ዚገብርዎ ቓልሲ

ኣብ ታሪኽ ከም እተራእየ፡ ደቂ ሰብ ንሞት ንኺስዕርዎ ኺጽዕሩ ጸኒሖም እዮም። ሞት ኪሰዓር ይኽእል ድዩ፧

ገበር

ሞት መወዳእታ ዅሉ ኣይኰነን

የሱስ ንሞት ምስ ድቃስ ዘመሳሰሎ ስለምንታይ እዩ፧ ካብቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዘሎ ትንሳኤ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧

ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚግበር ዝርርብ

ኣምላኽ፡ መከራ ኺህሉ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧

እታ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ መጀመርታ እትርከብ መጽሓፍ፡ ኣምላኽ፡ ሕማቕ ነገራት ከም ዜቋርጽ ንኺገብር ሓይሊ ዘለዎ ኽነሱ፡ ስለምንታይ ስቕ ኢሉ ይርኢ ኸም ዘሎ ትገልጽ።

ትፈልጥዶ፧

ብግዜ የሱስ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ ብኸመይ እዩ ዚምጽወት ነይሩ፧ እቲ ሓደ ኻብቶም ጸሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረ ሉቃስ፡ ብልክዕ ዚጽሕፍ ጸሓፍ ታሪኽ ድዩ ነይሩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

‘የሆዋ ኣይረስዓንን’

እዛ ውፍይቲ ሃይማኖተኛ ዝነበረት ሰበይቲ፡ ነቲ ስለምንታይ ከም እንመውትን ድሕሪ ሞት እንታይ ከም ዜጋጥመናን ዚገልጽ ሕቶታታ ዚኸውን ቅዱስ ጽሑፋዊ መልሲ ረኺባ። ሓቂ ንህይወታ ብኸመይ ከም ዝቐየሮ ፍለጥ።

ትንሳኤ—ተስፋ ምዉታት

ሃዋርያት የሱስ ኣብ ትንሳኤ ምዉታት ኣጸቢቖም ይኣምኑ ነይሮም። ስለምንታይ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ብዛዕባ ኣምላኽ እንታይ ትፈልጥ፧ ብዛዕባኡ ዝሓሸ ፍልጠት ኪህልወና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ኣምላኽ እንታይ ክገብር እዩ ዚደልየኒ፧

ኣምላኽ እንታይ ክትገብር ከም ዚደልየካ ምእንቲ ኽትፈልጥ፡ ፍሉይ ምልክት ክትርኢ ወይ ራእይ ኪግለጸልካ የድሊ ድዩ፧ መልሲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ምዃኑ ኣንብብ።