ግምቢ ዘብዐኛ መጋቢት 2014 | ኣምላኽ እንታይ ገይሩልካ፧

ኣምላኽ እንታይ ገይሩልካ፧

ገበር

ኣምላኽ እንታይ ገይሩልካ፧

እቲ፡ “ነፍሲ ኣብ ክንዲ ነፍሲ” ዚብል መለኮታዊ ስርዓት፡ ኣምላኽ ‘ንወዱ በጃ ዝሃበሉ’ ምኽንያት የብርህ።

ገበር

ኬምልጠካ ዘይብሉ በዓል

ምሳና ሓቢርካ ዝኽሪ ሞት የሱስ ኣብዕል

ታሪኽ ህይወት

ካብ ድኻም ምብርታዕ

ካብ ብሽክለታ ስንኩላን ዘይትፍለ ሰበይቲ፡ ብእምነታ “ኻብ ንቡር ዝሓለፈ ሓይሊ” ረኸበት።

ምትሕንፋጽ እምነት—ኣምላኽ ዚጥቀመሉ መገዲ ድዩ፧

ስኒትን ሕውነትን ንምምጻእ እንታይ እዩ ኪኽፈል ዘለዎ፧ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚህቦ መልሲ ኼገርመካ ይኽእል እዩ።

ቃል ኣምላኽ ኣብ ማእከላይ ዘመን ኣብ ስጳኛ እተዘርግሓሉ መገዲ

ነቶም ንቕዱሳት ጽሑፋት ኣብ ቀጸላ እምኒ ዚቐድሕዎ ዝነበሩ ተመሃሮ፡ ምስቶም ንመጽሓፍ ቅዱስ ብሕቡእ ናብ ስጳኛ ዜእትውዎ ዝነበሩ ሰባት ዜመሳስሎም እንታይ እዩ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ሓጢኣት እቲ ቐዳማይ ሰብ፡ ኣዳም፡ ምስ ሞት የሱስ ኣጸቢቑ እተኣሳሰረ እዩ። ብኸመይ፧