ግምቢ ዘብዐኛ መስከረም 2014 | ደቂ ሰብ ንምድሪ፡ ከም ዘይትዕረ ገይሮም ኬጥፍእዋ ድዮም፧

ምድርና ኸም ዘይትዕረ ዀይና ምእንቲ ኸይትጠፍእ፡ እንታይ ክንገብር ንኽእል፧

ገበር

ደቂ ሰብ ንምድሪ፡ ከም ዘይትዕረ ገይሮም ኬጥፍእዋ ድዮም፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ሕጂ ዜጋጥም ዘሎ ምጥፋእ ኣከባቢ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ መወዳእታኡ እንታይ ከም ዚኸውን እውን ይንበ እዩ።

ንእስራኤላውያን እተዋህቦም ሕጊ ኣምላኽ፡ ፍትሓውን ቅኑዕን ድዩ ነይሩ፧

እስራኤላውያን ፈራዶ ብኣርባዕተ ቐንዲ ስርዓታት ይምርሑ ነበሩ።

ታሪኽ ህይወት

ንኣምላኽ ኣብ ምግልጋል ዘሕለፍክዎ ባህ ዜብል ህይወት

ስሳን ሓሙሽተን ዓመት ይገብር፡ ፒተር ካርበሎ ንኣንፈት ህይወቱ ዝቐየረ ተመክሮ ኣጋጠሞ።

ፐሺታ ሱርስት—መብራህቲ ጥንታዊ ትርጕማት መጽሓፍ ቅዱስ

እዚ ጥንታዊ መጽሓፍ ቅዱስ እዚ፡ ገሊኡ ዘመናዊ ኢደ ጽሑፋት ኣብቲ በዅሪ ጽሑፍ ዘይነበረ ፍቕድታት ከም ዝሓዘ የረጋግጽ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ምእንቲ ኺሕግዙ ኢልና ናብ መላእኽቲ ኽንጽሊ ይግብኣና ድዩ፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧

መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ካልኦት መንግስትታት እትበልጸሉ ምኽንያት ርአ።