ግምቢ ዘብዐኛ ነሓሰ 2015 | ድሕሪ ሞት ህይወት ኣሎ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ነዛ ሕቶ ይምልሰልና ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ዚብሎ ንኽንኣምኖ ዜኽእለና ዜተኣማምን መሰረት እውን ይህበና እዩ።

ገበር

ድሕሪ ሞት እንታይ እዩ ዜጋጥም፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ታሪኽ ናይቶም ካብ ሞት ዝተንስኡ ሸሞንተ ሰባት ንረክብ ኢና። ብዛዕባ ድሕሪ ሞት ዘሎ ዅነታት እንታይ ኢሎም፧

ገበር

ምዉታት ተስፋ ኣለዎምዶ፧

ኣምላኽ ንሓጥኣን ዜተንስኦም ስለምንታይ እዩ፧

ገበር

ተስፋ ምውታት—ርግጸኛ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ትንሳኤ ኽንትኣማመን ዚሕግዘና ኽልተ ብቑዕ ምኽንያታት ይህበና እዩ።

ታሪኽ ህይወት

የሆዋ ኻብቲ ዚግብኣኒ ንላዕሊ እዩ ሂቡኒ

ፌሊክስ ኣሌርኮን ብብሽክለታ ሞተር እናተጓዕዘ ኸሎ ብሰንኪ ዝወረዶ ሓደጋ ኻብ ክሳዱ ንታሕቲ ለሚሱ እዩ፣ ብድሕሪዚ ግና ትርጉም ዘለዎ ህይወት ኪነብር ጀመረ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

‘ኣነ ኣብ እስራኤል ኣደ ዀይነ ተንሳእኩ’

እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቡ ዚርከብ ጸብጻብ ዴቦራ፡ ብዛዕባ እምነትን ትብዓትን እንታይ እዩ ዚምህረና፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ዕላማ ህይወት እንታይ እዩ፧ ህይወት ኣኺልዋ ኸምዚኣ ድያ፧ ደቂ ሰብ ስለምንታይ እዮም ተፈጢሮም፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ንፍርሂ ሞት ብኸመይ ከተሰንፎ ትኽእል፧

ንራዕዲ ሞት ምስናፉ፡ ንህይወት ከተስተማቕራ የኽእለካ እዩ።