ግምቢ ዘብዐኛ መስከረም 2015 | ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧
እንታዎት ምዃኖም ንኽትፈልጥ፡ ንዓታቶም ዘይትሓትቶም፧
ታሪኽ ህይወት
ካብ ቍንጅና ዚበልጽ ነገር ረኸብኩ
ሚና ሃን ጎደንዚ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ምሸት ኣዝያ ህብብቲ ሰብ ኰነት፣ ቅድሚኡ ግና ተራ ጐርዞ እያ ነይራ። ይኹን እምበር፡ እዚ ሓድሽ ህይወታ ኸምቲ እትሓስቦ ዝነበረት ኰይኑ ኣይረኸበቶን።
መጽሓፍ ቅዱስ በዴል—ንዝሓሸ ምርዳእ መጽሓፍ ቅዱስ ንእሽቶ ስጕሚ
ን300 ዓመት ዚኣክል ብቛንቋ ኣይርላንድ እተተርጐመ እንኮ መጽሓፍ ቅዱስ
ብኣምላኽ ጕሂኻ ዲኻ፧
“ኣምላኽ ከምዚ ኼጋጥመኒ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧” ኢልካ ሓቲትካዶ ትፈልጥ፧
መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ
ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧
ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት
ውግእ ኣርማጌዶን እንታይ እዩ፧
እታ ኣርማጌዶን እትብል ቃል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓንሳእ ጥራይ እያ ተጠቒሳ፣ ብዛዕባ እቲ ውግእ ግና ኣብ ብምሉኡ ቕዱሳት ጽሑፋት ተገሊጹ ኣሎ።