ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ኣብዚ ተኸታታሊ ቪድዮታት፡ ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዚርከቡ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ተምሃር።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ኣብርሃም፡ 1ይ ክፋል

ኣብዛ ድራማ እዚኣ፡ ኣብርሃም ንየሆዋ፡ ተስፋታቱ ኸም ዚፍጽም ብኸመይ ከም ዝኣመኖ ርአ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ኣብርሃም፡ 2ይ ክፋል

ኣብዛ ድራማ እዚኣ፡ ኣብርሃም ንርእሱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንዅሎም ደቂ ሰብ ዚኸውን በረኸት ብኸመይ ከም ዝረኸበ ርአ።

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ርብቃ

ርብቃ ዓዳ ሓዲጋ ናብ ዘይትፈልጦ ዓዲ ንምኻድ ዜኽእል እምነት ነይርዋዶ፧

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ—ሚርያም

ኵሉ ሰብ ጌጋታት ይገብር እዩ፣ ሚርያም እውን ጌጋታት ገይራ እያ። ኣብ የሆዋ ዝነበራ እምነት ካብቲ እተዋህባ ተግሳጽ ክትጥቀም ብኸመይ ከም ዝደረኻ ርአ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

እምነት ኣብ ኣምላኽ

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ኣስኣሰር ኣብነት እቶም ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበሩ እሙናት ሰብኡትን ኣንስትን ስዓብ፡ ንኣምላኽ ከኣ ቅረቦ።