ብርሃንን ሕብርን ኣጻውት ብርሃንን ሕብርን ምድርና ብበበይኑ ዓይነት ሕብርታት ኣለዋ። ምንጪ ዅሉ ብርሃንን ሕብርን መን ምዃኑ፡ ብዛዕባ እቲ ነዚ ዝገበሮ ስነ ጥበበኛ ድማ እንታይ ከም ዚገልጸልና ፍለጥ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ ዝሓለፈ ዚቕጽል እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ተነዲፉ ድዩ፧ ዘይሃስስ ሕብርታት ኣዕዋፍ እቲ ዘይሃስስ ከነቲት ኣዕዋፍ ንዝሓሸ ቦያን ዓለባን መገዲ ዚጸርግ ዘሎ ብኸመይ እዩ፧ ንቕሑ! ውዕዉዕ ሰማያዊ ዝሕብሩ ፍረ ፖሊያ እዚ ፍረ እዚ ባህርያዊ ሕብሪ ወይ ዚቕልሞ ነገር እኳ እንተ ዘይብሉ፡ ኣብ ካልእ ተኽሊ ዘየሎ ኣዝዩ ድሙቕ ሰማያዊ ሕብሪ ኣለዎ። እዚ ዜደንቕ ሕብሪ እዚ ኺህልዎ ዝኸኣለ ደኣ ኸመይ ኢሉ እዩ፧ ንቕሑ! ብርሃን ዚስሕብ መንገብገብ ጽምብላሊዕ መንገብገብ ገሊአን ጽምብላሊዕ፡ ካብ ጸሊም ሕብሪ ንላዕሊ የጠቓለል። ግምቢ ዘብዐኛ ሕብሪ ብኸመይ ይጸልወካ፧ ሕብሪ ኣብ ስምዒት ሰባት ጽልዋ ኼሕድር ይኽእል እዩ። ሰለስተ ሕብርን ብኸመይ ኪጸልወካ ኸም ዚኽእልን ርአ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብርሃንን ሕብርን ቪድዮታት ድንቂ ፍጥረታት—ብርሃንን ሕብርን ትግርኛ ድንቂ ፍጥረታት—ብርሃንን ሕብርን https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102017892/univ/art/1102017892_univ_sqr_xl.jpg