ምስልታት ኣብ ኣምልኾ ምጥቃምሲ ኣምላኽ ይቕበሎ ድዩ፧ ኣጻውት ምስልታት ኣብ ኣምልኾ ምጥቃምሲ ኣምላኽ ይቕበሎ ድዩ፧ ኣምላኽ ኣይርአን እዩ። እሞ ደኣ ኸመይ ጌርና ኢና ንዘይንርእዮ ኣምላኽ እንቐርቦ፧ ናብ ኣምላኽ ንምቕራብ ኣብ ኣምልኾና ዚርአ ነገር ምጥቃም ምሓገዝዶ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ቪድዮታት መጽሓፍ ቅዱስ—ኣገዳሲ ትምህርትታት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ግምቢ ዘብዐኛ ክርስትያናት ኣብ ቅዱስ ዚብሃል ቦታታት ኬምልኹ ይግባእ ድዩ፧ ብዙሓት ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለም፡ ቅዱስ ዚብሃል ቦታታት ኣለወን። ኣብኡ ዄንካ ምምላኽካ ፍሉይ ስምረት ዜውህበካ ድዩ፧ መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ከመይ ጌርካ ኢኻ ንኣምላኽ ብቐረባ ኽትፈልጦ እትኽእል፧ ምስኡ ዕርክነት ንምህናጽ ሸውዓተ ስጕምትታት ኪሕግዘካ ይኽእል። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ ስለምንታይ እየ ዝጽሊ፧ ኣምላኽከ ይምልሰለይ ድዩ፧ ኣምላኽ ንጸሎትካ ዚምልሶ ወይ ዘይምልሶ ምዃኑ፡ ብዓብይኡ ኣባኻ እዩ ዚምርኰስ። ብዛዕባና ክትብጻሕ ሕተት ብዛዕባ ሕቶ መጽሓፍ ቅዱስ ተመያየጥ፡ ወይ ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዝያዳ ፍለጥ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ምስልታት ኣብ ኣምልኾ ምጥቃምሲ ኣምላኽ ይቕበሎ ድዩ፧ ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ምስልታት ኣብ ኣምልኾ ምጥቃምሲ ኣምላኽ ይቕበሎ ድዩ፧ ትግርኛ ምስልታት ኣብ ኣምልኾ ምጥቃምሲ ኣምላኽ ይቕበሎ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1102020414/univ/art/1102020414_univ_sqr_xl.jpg ebtv