ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ

ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ

የሆዋ፡ ኣሶር ንእስራኤል ክትስዕራ ፈቒዱ (2ነገ 17:5, 6it-2 908 ¶5)

የሆዋ ህዝቡ ብተደጋጋሚ ስለ ዘዀረይዎ ቐጺዕዎም (2ነገ 17:9-12it-1 414-415)

የሆዋ ንእስራኤላውያን ተዓጊስዎምን ብተደጋጋሚ ኣጠንቂቕዎምን እዩ (2ነገ 17:13, 14)

እቲ ኣፍቃሪ ሰማያዊ ኣቦና ንዘይፍጹማት ደቂ ሰባት ብዙሕ ይዕገሶም እዩ። (2ጴጥ 3:9) እንተዀነ ግና፡ ዕላማኡ ምእንቲ ኺፍጽም ድሕሪ ሓጺር ግዜ ንእኩያት ኬጥፍኦም እዩ። እዚ መአረምታ ኽንቕበልን ብናይ ህጹጽነት ስምዒት ክንሰብኽን ኪድርኸና ዘለዎ ብኸመይ እዩ፧