ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

19-25 ታሕሳስ

2 ነገስት 18-19

19-25 ታሕሳስ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ነገ 19:37—እዛ ጥቕሲ ንሓቅነት ርኽበታት ስነ ጥንቲ ምግምጋም ኣገዳሲ ምዃኑ እተርኢ ብኸመይ እያ፧ (it-1 155 ¶4)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 18:1-12 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት