ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ

ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ

የሆዋ ንህዝቅያስ ካብ ሕማሙ ኸም ዘይሓዊ ነጊርዎ (2ነገ 20:1ip-1 394 ¶23)

እቲ እሙን ዝነበረ ህዝቅያስ ናብ የሆዋ ተማህሊሉ (2ነገ 20:2, 3w17.03 21 ¶16)

ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ (2ነገ 20:4-6g01 7/22 13 ¶4)

ጸሎትና የሆዋ ኺገብረልና ዘይመደቦ ነገር ንኺገብረልና ይድርኾ ይኸውን። እዚ ጸብጻብ ብጸሎት ክትጸንዕ ዝደረኸካ ብኸመይ እዩ፧