25 መስከረም–1 ጥቅምቲ
ኣስቴር 9-10
መዝሙር 102ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንስልጣኑ ንጥቕሚ ርእሱ ኣይተጠቕመሉን”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ኣስ 9:15, 16—እቶም ኣይሁድ ምርኮ ኻብ ምዝራፍ እተቘጠቡ ስለምንታይ እዮም፧ (w06 1/3 11 ¶4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ኣስ 9:1-14 (th መጽናዕቲ 11)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም ዚምራሕ ድማ ኣርኢ። (th መጽናዕቲ 13)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 12 መእተዊ ኣዕሚቝካ ዅዓትን ነጥቢ 4ን (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንጽቡቕ ህዝቢ የሆዋ ዚዓይዩ ጓሶት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥን ቪድዮን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 59 ነጥቢ 1-5
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 55ን ጸሎትን