ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዑደት ቤት-ኤል

ቤት-ኤል ኢልና ኣብ እንጽውዖ ኣብያተ ጽሕፈትና ዑደት ክትገብር ብኽብሪ ንዕድመካ። ገሊኡ ኣብያተ ጽሕፈትና ብዘይ መራሕ ዑደት እዩ ዚግበር።

Tours Resumed: In many countries, we resumed tours of our branch offices on June 1, 2023. For details, contact the branch you would like to tour. Please do not visit if you test positive for COVID-19, display cold or flu-like symptoms, or have recently been exposed to someone who tested positive for COVID-19.

ዩክረይን

ሓበሬታ ዑደት

ዑደት ሕዛእ

ሕዙእ ርአ ወይ ቀይር

ብሮሹር ዑደት ኣራግፍ

ዑደት

ብዘይካ እቲ ብመራሕ ዑደት ዚግበር ዑደት፡ ንኽልተ ምርኢት፡ ዑደት ክትገብር ትኽእል ኢኻ። እቲ ሓደ፡ ካብ ቅድሚ 100 ዓመት ጀሚሩ ኽሳዕ ሕጂ ኣብ ዩክረይን ዚግበር ዘሎ ዕዮ ስብከት የርኢ። ብዘይካዚ፡ ዩክረይን ክፍሊ ሕብረት ሶቭየት ምስ ኰነት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዘጋጠሞም መስጐጕትን ብኣሽሓት ዚቝጸሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ብኸመይ ናብ ሳይቤርያ ኸም እተሰጐጕን ይገልጽ። እቲ ኻልእ ምርኢት ድማ፡ ብርቂ መጽሓፍ ቅዱሳትን ስም ኣምላኽ ኣብቲ ብቛንቋ ሩስያን ብቛንቋ ዩክረይንን እተዳለወ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተዓቀበን የርኢ።

ኣድራሻን ቍጽሪ ተሌፎንን

ኣንፈት ሓብር